ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓድሽ ዓመት ኣብ ኲናት ሰላምን


ሓድሽ ዓመት ኣብ ኲናት ሰላምን
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:49 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ብዝተወልዐ ኲናት ኣቐዲሞም ኣብ በበይኑ ሞያ ዝነበሩ፡ ስርሖም ኣቋሪጾም ናብቲ ኲናት ክኣትዉን ብቐጥታ ክሳተፉን ዘገድድ’ዩ ነይሩ። ድሕሪ ስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦታት ፕሪቶርያን ምፍናው ሰራዊትን ሕጂ ናብ ንቡር ስርሖም ኣብ ምምላስ ይርከቡ። ኣብ ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ዝምህር ጎይትኦም ገ/ሄር ከም ዝሕብሮ ግን እቲ ግዜ ቀሊል ኣይነበረን፡ ሕጂ’ውን እቲ ምስግጋር ቀሊል ኣይክኸውንን’ዩ ይብል።

XS
SM
MD
LG