ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዓለምለኸ ኮንፈረንስ - "ህንፀት ሰላምን ፍትሕን ድሕሪ ኵናት ክልል ትግራይ ንቕድሚት ዝወስድ መገዲ’’


"ህንፀት ሰላምን ፍትሕን ድሕሪ ኵናት ክልል ትግራይ ንቕድሚት ዝወስድ መገዲ’’ ኣብ ዝብል ጉዳይ ብቕድሚ ትማሊ ቀዳም 18 ጥሪ 2016 ብርሕቐት(ቨርችዋል) ብኢንተርኔት ኣቢሉ ዓለምለኸ ኮንፈረንስ ተኻይዱ። ኣብቲ ዝተፈላለዩ ምሁራትን ተወከልቲ ማሕበራትን መፅናዕታዊ ፅሑፋት ዘቕረብሉ መድረኽ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ማይክል ሃመርን ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳን መደረ ኣስሚዖም ኔሮም።

XS
SM
MD
LG