ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፓርላማ ኢትዮጵያ ንኣዋጅ ህፁፅ ግዜ ኣፅዲቑ


ኣብ ኢትዮጵያ ብቤት ምኽሪ ምንስትራት ዝወፀን ናብ ፓርላማ ኢትዮጵያ ዝቐረበን ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሎሚ ዘይተለምደ ምስ ዝብሃል ሰፊሕ ተቓውም ፀዲቑ።

ኣወሃህባ እቲ ድምፂ ኣብ ኣርባዕቲአን ኣባል ውድባት ኢህወዴግ ዘሎ ኣፈላላይ ናብ ኣደባባይ ዘውፅአ እዩ ዝብሉ እውን ኣለው።ንክልል ኦሮሚያ ካብ ዝውክሉ 180 ኣባላት ፓርላማ እቶም 88 ተቓውሞ ሸውዓተ ድማ ድምፆም ዓቂቦም ኣለው።

ዝርዝሩ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:33 0:00

XS
SM
MD
LG