ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

 ለውጢ ክሊማ ንምቅላስ ተወሳኺ ፋይናንሳዊ ሓገዝ ከምዘድልይ ተገሊጹ


ናይ ፈረንሳ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን አብ ክሊማ ዘተኮር ወፍሪ ንክግበር ዝዓለመ አኼባ 50 መራሕቲ ዓለምን መሪሕ አውፈርቲ ሃብቲን የተአናግዱ አለው።

ኣብቲ አኼባ ፕረዚደንት ማክሮን ናይ ኣሜሪካ ፕረዚደንት ንውዕል ክሊማ ፓሪስ ምንጻጎም እቲ ውዕል ንክድልድል ጌሩ’ዩ ኢሎም።

“ፕረዚደንት ትራምፕ ካብቲ ውዕል ፓሪስ ንክወጹ ምውሳኖም መጀመር’ታ ሓድሽ ታሪኽ’ዩ ኔሩ። እንተኾነ ንሓባራዊ መጻኢና ዓብይ ብራኸ ዝፈጠረ’ዩ ኢለ’የ ዝአምን ድሕሪ’ቲ ውሳነኦም ነቲ ውዕል አሓየሎም ተወሰኽቲ ሃገራት’ውን ናብቲ ውዕል ይጽንበንብ የጽድቓን ኣለዋ። ነቲ ውዕል ንምንጻግ ፈለማይቲ ዝኾነት ሃገር ሕጂ ንርእሰ ኣብ ሓደጋ’ያ ዘላ” ኢሎም።

ፕረዚደንት ማክሮን ንኣሜሪካዊያን ካልኦት ሊቃውንቲ ክሊማ ነቲ ንውሳነ ትራሞፕ ዝቃወም ፕሮግራም ናብ ፈረንሳ ንምምጻእ ሚሊዮናት ዩሮ ሂቦም’ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ለውጢ ክሊማ ንምቅላስ ተወሳኺ ፋይናንሳዊ ሓገዝ ከምዘድልይ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:44 0:00

XS
SM
MD
LG