ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዘቕረብዎ ናይ ሰላም ሓሳብ ብኸመይ ይርአ? ኢትዮጵያውን ኤርትራውን ይካትዕሉ


Family members of passengers missing on the overturned South Korean ferry Sewol react at the port in Jindo.
ኣጋይሽ`ዚ መደብ ኣቶ ኢብራሂም ኢድሪስ ካብ ደንቨር ኮሎራዶ፡ ኣቶ ሙሉብርሃን ጸሃየ ካብ ዊኒፐግ ካናዳ`ዮም:

ቀዳማይ ሚንስተር ሃይለማሪያም ደሳለኝ፡ ንኣስመራ ኸይደ ምስ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ሰላም ክገብር እደሊ`የ ምባሎም፡ ንብዙሓት ከዘራርብ ከሎ፡ “ካብ`ቲ መዋቲ ኣቶ መለስ ዜናዊ ዝብልዎ ዝነበሩ ዝተፈለየ ኣይኮነን” ዝብልዎ`ውን ከምኡ ብዙሓት`ዮም።

“እቲ ቀ/ሚ ሓዲሽ ምስ ምዃኑ፡ እቲ ዘረባ`ውን ኣብቲ ኣቀራርብኡ(tone) ፍሉይነት ይርኣየካ `ዩ፡ እንተኾነ፡ ዘተ ከም ቅድመ ኹነት ምትግባር ብይን ዶብ ክመጽእ ኣይግባእን” ይብል ኣቶ ኢብራሂም።

ኣቶ ሙሉብርሃን ድማ፡ ኮፍ ኢልካ ብምዝርራብ ዝጎድል ነገር የለን፡ እንተዘይመቻኣካ `ውን ካብቲ ዘተ ምስሓብ ይክኣል`ዩ ይብል። “እቲ ብይን`ኳ ይግባኝ ዘይብሉ ናይ መወዳእታ ምዃኑ ዝኽሕዶ የለን”

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠወቑ፡
please wait
Embed

No media source currently available

0:00 0:16:32 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG