ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሎሚ ማይ ክሃርም ከምዝወዓለ ገለ ሓረስቶት ካብ`ቲ ቦታ ሓቢሮም


እቲ ጀሚሩ ዘሎ ዝናብ፡ በዚ እንተቐጺሉ ተስፋ ዘለዎ ክራማት ከምዝኸውን`ውን ኣይጠራጠሩን

ሎሚ ኣብ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ብምስታፍ ወረ ክራማት ክህቡና ዝተዓደሙ ሓረስቶት፡ ነጋሲ ተስፋሚካኤል ካብ ኸባቢ መንደፈራ ክኸውን ከሎ፡ ኣስመላሽ ወልዱ ድማ ካብ ኸባቢ ዓድግራት`ዩ።

ንሳቶም እቲ ዝነበረ ምሽቓል ዝናብ ናይ ሳምንታት እንተዘይኮይኑ፡ ዝናብ ኣብ እዋኑ`ዩ መጺኡ ዘሎ፡ ስገም ስርናይን ካልእን ኣብ ምዝራእ ኣለና ኢሎም።

ንምሉእ ትሕዝቶ`ቲ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG