ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንእሰይ ወለዶ እንታይ'ዩ ዝወርስን ዝትክእን?


ERITREA/ETHIOPIA
ERITREA/ETHIOPIA

መዘራረቢ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ

ሃገር ከም ሃገር፣ህዝቢ ከም ህዝቢ ክቅፅል ዝኽእል እቲ ሓድሽ ወለዶ እንተተኪኡ'ዩ።ስለዚ ናይ ሃገር ምቕፃልን ኣምዘይምቅፃልን ማለት'ዩ ይብል ሓደ ካብ'ቶም ኣጋይሽ።

እቲ ተካኣይ ወለዶ ካብ'ቲ ዝቀደመ ወለዶ ዝሓሸ ክኽውን ኣለዎ።ብትምህርቲ ብሞያ ብምርምር ዝበለፀ ተወዳዳሪ፣ንመነባብሮ ደረጃ ህዝቢ ናብ ዝበለፀ ብርኪ ከሰጋግርን ነቲ ዝተረከቦ ምዕባለ ከኣ ናብ ዝበለፀ ደረጃ ከበርኽን ዝኽእል ክኸውን'ዩ ትፅቢት ዝግበረሉ ትብል ጋሻና።

ካልኣይ ክፋል ናይ'ዚ መደብ ዝመፅእ ረቡዕ ክቀርብ'ዩ።

XS
SM
MD
LG