ዋሽንግተን —
ኣብ ጀልዱን ወሊሶን፡ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት ምክያዱ ተሓቢሩ`ሎ።
ትማሊ ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ፡ ወረዳ ኑኑ ቁምባ፡ ኣብ ጊጂ ዞን ከተማ ኦኮተ ብዛዕባ ዝነበረ ኩነታት ሰበስልጣን ኣቆናጺቦም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።