ዋሽንግተን —
ኣባል ፓሊስ ደረጀ ኣድነው ብወገኑ፡ ቅሩብ ረብሻ ኔሩ ግን ሕጂ ሰላም `ዩ ዘሎ ክብል ንቪኦኤ ተዛሪቡ።
ብኻልእ ወገን ኣብ ምብራቕ ወለጋ ከተማ ኣያና፡ ተማሃሮ ጸሊም ክዳን ተኸዲኖም ናብ ቤት ትምህርቶም ድሕሪ ምኻድ፡ ተቓውሞን ጭርሖታትን ኣስሚዖም ከምዝተመልሱ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ሓቢሮም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኸአል።