ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተቃውሞ ሰልፊ ተወላዶ ኦሮሞ ኣብ ኒዮርክ ፊት ንፊት ቤት-ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት


ተቃውሞ ሰልፊ ተወላዶ ኦሮሞ ኣብ ኒዮርክ ፊት ንፊት ቤት-ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:29 0:00

ካብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ግዝኣታት ኣሜሪካ ዝመጹ ተወላዶ ኦሮሞን ካልኦትን ኣብ ኒዮርክ ኣፍደገ ሕቡራት መንግስትታ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም።እቶም ኣብ ፊት ንፊት ቤት-ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት ተቃውሞ ሰልፊ ዝገብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ኦሮሞ ዝተፈላለዩ ጭርሖታት ብምሓዝ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኦሮሞ ዘውርዶ ዘሎ ዝበሉዎ ግፍዕን ማእሰርትን ደው ይብል ክብሉ ሓቲቶም ኣለው።

XS
SM
MD
LG