ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተወለድቲ አባላት ብሄረሰብ ኦሮሞ ንማስተርፕላን ከተማ አዲስ አበባ ብዝምልከት ሰላማዊ ሰልፊ አካሂዶም


ኣብ ከተማ ኑረምበርግ ጀርመን ዝነበሩ ተወልደቲ ኣባላት ብሄረሰብ ኦሮሞ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፊት ንፊት ፓርላማ እታ ከተማ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ካብ መንጎ ተሰለፍቲ ሓደ ኣቶ ኣብዲ ነጋሳ ንድምጺ አሜሪካ ክፍሊ ኦሮምኛ ዕላማ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ከምዚ ክብል ኣረዲኡ።

‘ሎሚ ሰላማዊ ሰልፍ ዝወጻእናሉ ቀንዲ ጉዳይ ማስተርፕላን ኣዲስ ኣበባ ብዝምልከት እዩ።መንግስቲ ኢትዮጵያ ማስተር ፕላን ምክንያት እናገበረ መናእሰይ ኦሮሞ ካብ ዩኒቨርስቲ እናውጽአ ይቐትሎም። ነዚ ዝፍጸም ዘሎ መቕተልትን ማእሰርትን ደው ክብል ክንጽውእ ኢና ሰላማዊ ሰልፊ ወጺእና ዘለና።’

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይከአል።

XS
SM
MD
LG