ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ኦሮምያ ብሓይልታት ጸጥታ ዝተወስደ ስጉምቲ ኣድላይን ተመጣጣንን ስጉምቲ ምንባሩ ናይ ኢትዮጵያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኣፍሊጡ


Oromia protests
Oromia protests

ኣብ ክልል ኦሮምያ ኣብ እዋንቲ ምንቅስቓስ ተቓውሞ ብሓይልታት ጸጥታ ዝተወስደ ስጉምቲ ኣድላይን ተመጣጣንን ኔሩ ክብል ናይ ኢትዮጵያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኣፍሊጡ።

ዓለም ብዝፈልጦ ብዝኾነ ሚዛንቲ ስጉምቲ ተመጣጣኒ ኮነ ኣድላይን ኣይነበረን ክብል ከኣ ኣቦ መንበር ፈደራላዊ ኮንግረስ ኦሮሞ ተዛሪቦም። ምስ ሕቶ መንነት ቅማንት ብዝተተሓሓዘ ንዝተፈጥረ ጎንጺ ግን ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይቕሬታ ክሓትት ኣለዎ ክብል ኮሚሽን ገሊጹሎ።

እቲ ምምሕዳር ከኣ ኣቐዲመ ጌረዮ የ ኢሉ ኣሎ።

እስክንድር ፍሬው ንዝለኣኾ ዝርዝር ምን ያ ኣፈወርቂ ብኸምዚ ዝስዕብ ኣቕሪባቶ ኣላ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:09 0:00

XS
SM
MD
LG