ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መራሕቲ ዝተፈላለዩ ተቃወምቲ ፓርቲታት ኢትዮጵያ ማእሰርቲ ዶ/ር መረራ ከምዘሻቐሎም ሓቢሮም


ዶ/ር መረራ ጉዲና
ዶ/ር መረራ ጉዲና

መራሒ ተቃዋሚ ፓርቲ ፈደራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ ዶ/ር መረራ ጉዲና ማእሰርቲ ከምዘሻቕሎም ዝገለጹ ተቃወምቲ ፓርትታት ኢትዮጵያ መንግስቲ ኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ፍታህ ከናድን ንዶ/ር መረራ ጉዲና ክፈትሕን ሓቲቶም።

ናይ ኢትዮጵያዊያን ዲሞክራስያዊ ፓርቲ (ኢደፓ) ኣቦ መንበርን አባል ፓርላማን ነበር ዶ/ር ጫኔ ከበደ ማእሰርቲ ዶ/ር መረራ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ቃልሲ ከቢድ ተጽዕኖ ዘሕድር’ዩ ኢሎም።

ኣባል ፓርላማ ኢትዮጵያ ዝነበሩን ምኽትል ፓን ኣፍሪቃ ፓርላማ ናይ ክብሪ ምኽትል ፕረዝደንት ዶ/ር አሸበር ወልደጊዮርጊስ ብወገኖም ዶ/ር መረራ ሰላማዊ ተቃላሲ’ዮም ፖለቲካዊ መፍትሒ ክህልው ይግባእ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይከአል።

XS
SM
MD
LG