ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣከባብራ በዓል ኢረቻ ዘጋጠመ ብዙሓት ዝሞትሉ ኩነታት ብናጻ ወገን ክጻረ ክልተ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ጸዊዖም


ኣብ ቢሽፍቱ ኢረቻ በዓል
ኣብ ቢሽፍቱ ኢረቻ በዓል

ፈደራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞን መላእ ኢትዮጵያ ሓድነት ፓርቲን ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ፡ ናብ`ቲ ኣብ በዓል ኢሬቻ ዝነበረ ህዝቢ፡ ዘንብዕ ጋዝ ንምጥቃም ዘገድድ ኣይነበረን ኢሎም።

ኣብ አከባብራ በዓል ኢረቻ ንዝጠፍአ ህይወት ንመንግስቲ ተሓታቲ ዝገበረ ናይ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረስ እቶም ነዚ እኩይ ተግባር ዝፈጸሙ ናብ ፍርዲ ክቐርቡ አለዎም ኢሉ’ሎ።

ነዚ እኹይ ተግባር ዝፈጸሙ ሓይልታት መንግስትን ትእዛዝ ዝሃቡ ሰበ-ስልጣንን ኣብ ቕድሚ ሕጊ ተሓተቲ ክኾኑ ነተሓሳስብ ይብል።

ኣቦ-መንበር’ቲ ፓርቲ ዶ/ር መረራ ጊዲና ንድምጺ ኣሜሪካ ኸምዝሓበሮም ኣብ’ቲ በዓል ዝተረኽቡ ሰባት ንብረት አየዕነውን ኻልእ ዘይሕጋዊ ተግባራት’ውን ኣይፈጸሙን ኢሎም። ስለዚ ዘንብዕ ጋዝ ዘተኹስ ኹነታት ኣይነበረን ኢሎም።

ምሉእ ትሕዞ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

XS
SM
MD
LG