ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዝንቐሳቀሱ ተቓወምቲ ፓርቲታት ንውሳነ HR 128 ዘለዎም ደገፍ ገሊጾም


ባይቶ ኣሜሪካ ናይ ኢትዮጵያ ሕጊ ሰብኣዊ መሰላትን ተሓታትነትን ብዝብል ዘሕለፎ ረቒቕ ውሳነ HR-128 ምፅዳቑ ንድግፍ ኢና ክብሉ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝንቀሳቐሱ መራሕቲ ተቓወምቲ ፓርትታት ኣፍሊጦም።

መንግስቲ ኢትዮጵያ እቲ ሕጊ ኣብታ ሃገር ይርአ ንዘሎ ለውጢ ኣየርእን እዩ ይበል እምበር መራሕቲ ተቓወምቲ ግን ኣብ ኢትዮጵያ ሓቀኛ መንገዲ ለውጢ ገና ኣይተጀመረን ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG