ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዝተፈላለየ ኣረኣእያ፡ ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ትግራይ ንምፍታሕ ይግበር ዘሎ ምንቅስቓስ(1ይ ክፋል)


ጌታቸው ኣረጋዊ(ጸጋም)፡ረዳኢ ገብረእግዚኣብሄር(የማን)
ጌታቸው ኣረጋዊ(ጸጋም)፡ረዳኢ ገብረእግዚኣብሄር(የማን)

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ መላእ ትግራይ ዝተዓደሙ ልዕሊ 1,500 ተሳተፍቲ ዝተኻፈልሉን ኣብ ፀገማት ሰናይ ምሕደራ ዘተኮረን ኮንፈረንስ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ’ሎ።ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር፣ ስእነት ስራሕ፣ስደት መንእሰያት፣ ድርቂ፣ግዕዝይና፣ፀገም ፍትሒን ካልኦት ብርክት ዝበሉ ጉዳያት ተላዒሎም ኣለው።

ኣብዝን ተኣሳሰርቲ ጉዳያትን ብዝምልከት ንኽልተ ተንተንቲ ኣዘራሪብና ኣለና።ዘዘራረብናዮም ኣብቲ ኮንፈረንስ ዝተሳተፉን ኣብ ትግራይ ዘሎ ፀገማት ሰናይ ምሕደራን ብቐረባ ዝከታተሉ ወናንን ማኔጂንግ ዳይረክተርን ብትግርኛ ናይ እትሕተም መፅሄት ‘ውራይና’ ኣቶ ጌታቸው ኣረጋውን ኣብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ዳይረክተር መፅናዕትን ምርምርን ኣቶ ረዳኢ ገብረእግዚኣብሄርን እዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኸኣል።

XS
SM
MD
LG