ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ሓደ ዓመት ድሕሪ ስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦታት ብኣንደበት ነበርቲ'ቲ ክልል
ንክልተ ዓመታት ዝፀንሐ ኲናት ክልል ትግራይ ደው ንምባል ኣብ ፕሪቶሪያ ደቡብ ኣፍሪቃ ብዘላቕነት ተዅሲ ጠጠው ንምባል ዝተገበረ ስምምዕ ዓመቱ ኣቑጺሩ'ሎ። ነዚ ኣጋጣሚ ምኽንያት ብምግባር ድምጺ ኣመሪካ ንነበርቲ ክልል ትግራይ ኣዘራሪቡ ኣሎ።
ቅጥዒ