ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልተ ነባራት ተጋደልቲ ኣብ ተዘክሮን ትርጉምን መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ


ሌ/ና ኮሌነል ተስፉ ወልዱ ስነ-ጥበባዊ ኢሳያስ ኣስፍሃ
ሌ/ና ኮሌነል ተስፉ ወልዱ ስነ-ጥበባዊ ኢሳያስ ኣስፍሃ

መበል 32 መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ዝመጽእ ዘሎ ረቡዕ 24 ግንቦት 2023 ይኽበር ኣሎ።

ኣብዛ ዕለት ኮይኖም ዝኽርታቶምን ንናጽነት ዝህብዎ ትርጉምን ሓሳባቶም ከካፍሉና ንክልተ ነባራት ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ዓዲምና ኣሎና።

ሌ/ና ኮሌነል ተስፉ ወልዱ ካብዚ ካብ ከባቢ ቨርጂንያ ክኸውን ከሎ፥ ስነ-ጥበባዊ ኢሰያስ ኣስፍሃ ካብ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ'ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG