ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ ቅኑዕ ምስሊ ኵነታት ደርቂ ክልል ትግራይ ክቐርብ ይፅውዕ


ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ ቅኑዕ ምስሊ ኵነታት ደርቂ ክልል ትግራይ ክቐርብ ይፅውዕ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:32 0:00

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፡ ሰበ-ስልጣን እታ ሃገር፡ ንዅነታት ደርቂ ክልል ትግራይ ዝምልከት ፅፁይ ሓበሬታ ንኽህቡ ክእዝዝ፡ ትካል ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ ሓቲቱ። ትካል ሓባሲ ንብዓት ኢትዮጵያ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ክልላት ትግራይን ኣምሓራን ዘሎ ሓደጋ ደርቂ ብዝምልከት ትማሊ ሰሉስ ኣብ ዘውፀኦ ፀብፃብ፡ ኣብ ክልቲአን ክልላት 372 ሰባት ከም ዝሞቱ ሓቢሩ። ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ክልል ትግራይ ግን ብዝሒ ምዉታት ልዕሊ 800 ምዃን ይገልጽ።

XS
SM
MD
LG