ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሱዳን: ማእከል ውዕውዕ ንግዲ ዝነበረት ከተማ ኡምዱርማን ብሰንኪ ኲናት ትዓንው


ሱዳን: ማእከል ውዕውዕ ንግዲ ዝነበረት ከተማ ኡምዱርማን ብሰንኪ ኲናት ትዓንው
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:44 0:00

ኣብታ ብብዝሒ ህዝቢ ካልኣይቲ ትስራዕ ከተማ ኡምዱርማን ሱዳን ኣብ ሓደ እዋን እናዓበየ ይኸይድ ዝነበረ ውዕውዕ ዕዳጋ ኣብ ናይ ሓደ ዓመትን ፈረቓን ኲናት ዓንዩ። ንከባቢ ዋና ከተማ ኻርቱም መደብር ዕዳጋ ኮይኑ ዘገልግል ዝነበረ ማእከል ንግዲ ኡምዱርማን ኣብ 2023 ብህዝቢ ዝተመልአን ምሉእ ህይወትን ዝነበሮ'ዩ ኔሩ። ኣብ መስከረም 2024 ግን ብሰንኪ እቲ ኣስታት 18 ኣዋርሕ ዘቑጸረ ኲናት ሱዳን ብምሉእ ዓንዩ'ዩ።

XS
SM
MD
LG