ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ግጥማት ኦሎምፒክ: ፓሪስ 2024 ሎስ ኣንጀለስ ድማ 2028 ከአንግዳየን


ኣብ ሞንጎ ከተማታት ሎስ ኣንጀለስን ፓሪስን ኣብ ጉዳይ ምእንጋድ ግጥማት ኦሎምፒክ ዝተፈጥረ ምስሕሓብ ቅድሚ ሒደት ደቓይቕ ብስምምዕ ተፈቲሑ ኣሎ።
ብመሰረት ካብ ኮሚቴ ኦሎምፒክ ዝተረኽበ ሓበሬታ ከተማ ፓሪስ ንግጥማት ኦሎምፒክ 2024 ከተዳሉ እያ። ኣመሪካዊት ከተማ ሎስ ኣንጀለስ ድማ ንግጥማት ኦሎምፒክ 2028 ከተዳሉ ምዃና ተሓቢሩ።
ግጥማት ኦሎምፒክ ኣብ 2024 ንመበል 100 ዓመቱ ዝካየድ ብምዃኑ: ታሪኻዊነቱ ኣብ ግምት ኣትዩ ነዘን ክልተ ዓበይቲ ከተማታት ንነዊሕ ግዜ ኣብ ጉዳይ ምእንጋድ ናይ 2024 ግጥማት ኦሎምፒክ ከሰሓሕበን'ዩ ጸኒሑ። ግጥማት ኦሎምፒክ ኣብ 1924 እዩ ክካየድ ጀሚሩ።
XS
SM
MD
LG