ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምላሽ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ንምምራጽ ኣቦ መንበር ኢህወዴግ


ኣቶ ዳውድ ኢብሳ አቦ መንበር ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ብዛዕባ ምምራጽ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ምላሽ ሂቦም ኣለው።

ውጽኢት ናይቲ ክካየድ ዝጸንሓ ናይ ህዝቢ ቁጥዐ ብፍላይ ድማ ኣብ ኦሮምያ ብቄሮ ክግበር ዝጽዋዕ ተቓውሞ ህዝቢ ንኢህወዴግ ከምዘይቕበል ንህዝቢ ብምግላጹ እንሆ መራሒ ጌርናልካ ኣለና ንምባል ዝተገብረ ምርጫ’ዩ ኢህወዴግ ብመሰረቱ ክውገድ ዘለዎ ስርዓት እዩ ዶ/ር ኣብይ ለውጢ ዘምጽእ እንተኾይኑ ድማ ክንርእይ ኢና ኢሎም ኣለው።

XS
SM
MD
LG