ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደሞክራሲያውያን’ዶ ርፓብሊካውያን? ርእይቶ ኣድማጺ

ደሞክራሲያውያን’ዶ ርፓብሊካውያን? ርእይቶ ኣድማጺ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:03 0:00

ደሞክራሲያውያን’ዶ ርፓብሊካውያን? ርእይቶ ኣድማጺ

ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርኒያ፡ ፕረዚደንታዊት ተወዳዳሪት ካማላ ሃሪስ ዝመጽኣትላ ከም ምዃና መጠን፡ ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ምርጫ ፍሉይ ኣተኵሮ ኣለዋ። ርእይቶኡን ንምምራጽ ፕረዚደንት ኣብ ግምት ዘእትዎ ነጥብታትን ዘካፈለና ምሁር ሕጊ ኣቶ ኢሳያስ ሃይለማርያም፡ ድጋፉ ንካማላ ሃሪስ ምዃኑ’ዩ ዝገልጽ። እንተዀነ ግድን ኣብ መስመር ደሞክራሲያውያን ከም ዘይምረጽ’ውን ምስ ምኽንያታቱ ኣካፊሉና ኣሎ።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG