No media source currently available
ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርኒያ፡ ሕጽይቲ ፕረዚደንታዊት ተወዳዳሪት ካማላ ሃሪስ ዝመጽኣትላ ከም ምዃና መጠን፡ ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ምርጫ ፍሉይ ኣተኵሮ ኣለዋ። ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ እታ ከተማ ግን ካብ ጓል ከተማኦም ምዃን ኣብ ፖሊሲታት ምምሕዳራ ተመርኲሶም ድምጺ ከም ዝህቡ ይዛረቡ። ክፍላይ ሃብተን ዓብደላ ስፋፍን ድማ ካብቲ ንምርጫ ዘቕድሙሉ ምኽንያት ኣካፊሎምና ኣለዉ።