ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
መኣዲን ጥዕናን ሕውየትን — ከም ስሙ
መኣዲ ጥዕናን ሕውየትን ዝብሃል ኣብ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ዝርከብ ማሕበር፡ ንኤርትራውያን ዓበይቲ ወለድን ጡረተኛታትን ጥዕንኦምን ኩነታቶምን ኣብ ምክትታል ዝሰርሕ ማሕበር እዩ። እዚ ምትእኽኻብ ጥዕናዊን ኣካላዊን ኩነታት እዞም ጥሮተኛታት ንምክትታልን ምትሕግጋዝን ዝዓለመ'ዩ።
ቅጥዒ