ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንቤት-ምኽሪ ከተማ ኦክላንድ ዝወዳደሩ ዘለው ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን


ንቤት-ምኽሪ ከተማ ኦክላንድ ዝወዳደሩ ዘለው ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:04 0:00

ኣብዚ ዝመጽእ ሰሙን ዝካየድ ምርጫ ኣመሪካ፡ ክልተ ካብ ኣፍሪቃ ዝመጹ ኢሚግራንት ድማ ንከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ይወዳደሩ ኣለዉ። ሜሮን ሰመዳር ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ዝዓበየን ቅድሚ 12 ዓመታት ናብ ኣመሪካ መጽዩ ዜግነት ዝወሰደን ተሓላቒ ስደተኛታት ክኸውን ከሎ፡ ባባ ኣፎላቢ ድማ ኣብ ናይጀርያ ተወሊዱ ዝዓበየን ኣብ መጀመርያ 90`ታት ናብ ኣመሪካ ዝመጸን በዓል-ሞያ ንግዲ`ዩ።

XS
SM
MD
LG