መቐለ —
ዶክተር ማርቆስ ድማ እዚ ኣብ ልዕሊ ፖለቲካዊ ስብእናይ ዝተወሰደ ስጉምቲ እዩ ክንትብል ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ንድምፂ ኣሜሪካ ዝሃቦ ምላሽ ኣቕሪብና ኢና፡፡
ወኪል ድምጺ ኣሜሪካ ብኣካል ናብቲ ቦታ ብምኻድ ዝራኣዮ፣ ኣብቲ ቦታ ንዝረኸቦም ክፍሊ ቁፅፅር ጥዕና ሓቲቱ፣ ከምኡ እውን ንዶክተር ማርቆስን ንላዕለዋይ መራሒ ቢሮ ጥዕና ትግራይን ኣዘራሪቡ ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።