ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዋና ጸሓፊ ፓርቲ ኦፌኮ ንዓመትን ትሸዓተ ወርሒን ኣብ ማሕዩር ገዛ ከምዘለው ገሊጾም


ፋይል- ዋና ጸሓፊ ፓርቲ ፈደራላዊ ኮንግረስ ኦሮሞ ኣቶ በቀለ ነጋ
ፋይል- ዋና ጸሓፊ ፓርቲ ፈደራላዊ ኮንግረስ ኦሮሞ ኣቶ በቀለ ነጋ

ዋና ጸሓፊ ፓርቲ ፈደራላዊ ኮንግረስ ኦሮሞ ኣቶ በቀለ ነጋ ብስም ፓርቲኦም ዝኾነ መግለጺ ከይህቡ ካብ ገዛ ከይወጹን ስራሕ ከይሰርሑን ካብ ዝግበር ዓመትን ትሸዓተ ወርሒ ከምዝተቆጽረ ንድምጺ ኣሜሪካ ገሊጾም።

ካብዚ ንላዕሊ መሰለይ ክትንከፍ ኣይግባእን፡ ኣብ ገዛ ተዓፊነ ክቅመጥ ምስ ተወሰነ ተረሲዓ ክብሉ’ውን ተዛሪቦም።

ፓርቲኦም አባል ዝኾነሉ መድረኽ’ውን ብዛዕባ ኩነታቶም ብደብዳበ እንተሓተተ’ኳ መልሲ ዝህብ አካል ተሳኢኑ’ዩ ይብል።

ናይቲ ፓርቲ ጠበቃ አቶ ወንድሙ ኢብሳ ብወገኖም ነዚ ትእዛዝ ሂበ ዝብል አካል ከምዝተሳእነ ተዛሪቦም።

ፖሊስ ዝብሎ እንተለዎ ንምሕታት ዝተገብረ ፈተነ’ውን ኣይሰለጠን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG