ዋሽንግተን —
ኣብ ኢትዮጵያ ዝተአወጀ አዋጅ ህጹጽ እዋንከምቲ ዝተሰግአ ንዘሎ ጸገማት የጋድድ ስለዘሎ መንግስቲ ነዚ ኣልዒሉ ምስ ተቓወምቲ ፓርቲታት ልዝብ ከካይድን ሃገራዊ ምርድዳእ ክፈጥርን ኣለዎ ክብል ተቓዋሚ ፓርቲ ፈደራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ ጸዊዑ።
አቶ በቀለ ገርባ ናይ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረስ ቀዳማይ ምክትል አቦ መንበር ፓርቲኦም ብጽሑፍ ዘቕረብዎ መጸዋዕታ ብዝምልከት ንድምጺ ኣሜሪካ መብርሂ ሂቦም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።