ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኦፌኮ ህዝቢ ብሰላማዊ ሰልፊ ዝሓተቶም ጠለባት ክምለሱ ጸዊዑ


ህዝቢ ብሰላማዊ ሰልፊ ዝሓተቶም ጠለባት ብቑዕ መልሲ ክረኽቡ ናይ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረስ ፓርቲ ሓቲቱ።

ኣብ መንጎ ክልላት ኦሮምያን ሶማሌን ዝተፈጥረ ጎጭት መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ንዘይምምላስ ዝተጠቕመሉ ሜላ’ዩ ክብል’ውን ከሲሱ።

ኣብ ሓደ ሓደ ከባቢታት ኦሮምያ ነቲ ሰላማዊ ቃልሲ ህዝቢ ካልእ መልክዕ ንምሃቡ ዝፍተኑ ሓይልታት’ውን ኣለው ክብል እቲ ፓርቲ ገሊጹ።

ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ናይ ኦሮሞ ፈደራሊስት ኮንግረስ (ኦፌኮ) ምሉእ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ልዕሊ ሓቀኛ መራሕቲ ፓርቲ ዝፍጸም ዘሎ ማእሰርትን ምክልባትን ስቅ ኢሉ ዝርእየሉ ጊዜ ኣብቒዑ’ዩ እዚ’ውን ብግልጽን ቆራጽነትን ዘረጋገጸሉ ወሳኒ እዋን በጺሑ’ሎ ኢሉ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኦፌኮ ህዝቢ ብሰላማዊ ሰልፊ ዝሓተቶም ጠለባት ክምለሱ ጸዊዑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:07 0:00

XS
SM
MD
LG