A look at the best news photos from around the world.
ስእላዊ መግለጺ ወርሒ ጥቅምቲ

1
ካብ ስሎቨንያ ዝተሰደደ ቆልዓ ካብ ዝናብ ንምክልኻል አብ ፕላስቲክ ደቂሱ

2
ነበርቲ ከተማ ላስ-ፒናስ ዘዕለቅለቀ ዲጋ እንዳተሳገሩ፡ አብ ፊሊፕንስ ብዘጋጠመ ህቦብላ ታይፖን ኮፑ ትሽዓት ሰባት ክሞቱ ከለዉ ካልኦት በአሽሓት ዝቁጸሩ ካብ ቤት ንብረቶም ተፈናዊሎም ኔይሮም።

3
አክባሪ ሕጊ Abdul Rashid Sheikh (ጸጋማይ),ድሕሪ አብ ልዕሊ ሓደ ተከታሊ እምነት ምስልምና መንእሰይ ዝተፈጸመ ምቅጥቃጥ ብምቅዋሙ ካልእ ደጋፊ እቲ ክስተት ቀለም አብ ገጹ ደፊኢሉ

4
መራሒ ሰሜን ኮርያ leader Kim Jong Un ን በዓልቲ ቤቱ Ri Sol Ju መበል 70 ዓመት ምምስራት ናይ ሰራሕተኛታት ፓርቲ ኮርያ ዝቀረበ ባህላዊ ምርኢት እንዳተዓዘቡ