No media source currently available
ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ትሸዓተ ኣዋርሕ ብሕማም ዓሶ ልዕሊ 1-ሽሕ ሰባት ከምዝሞቱን ልዕሊ 5.9 ሚሊዮን ድማ በቲ ሕማም ከምዝተትሓዙ ቤት ጽሕፈት ሰብኣዊ ሓገዛት ውድብ ሕቡራት ሃገራት(ዩኤንኦቻ) ገሊፁ።