ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

Occupy Wall Streetን : ናዕቢ ማእከላይ ምብራቕን ሰሜን ኣፍሪቃን፡ መበገሲኡ ሸቕሊ ኣልቦነትን ስስዐ ሃብታማትን`ዩ ይብሉ ተዓዘብቲ


ኣጋይሽ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ብዛዕባ`ቲ ኣብ ኒው ዮርክ ዝተጀመረ “Occupy Wall Street” ዝተጸውዐ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ይመያየጡ

ኣቶ ዑመር መሓመድ ኑር ካብ ኒው ዮርክ፡ ኣቶ ጋብሬለ ትራፓዶ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ፡ ኣብ ኣመሪካ፡ ኤውሮጳን፡ ማእከላይ ምብራቕን ዘሎ ምልዕዓል ህዝቢ፡ ቀንዲ መሰረቱ ኤኮኖሚ`ዩ ይብሉ

ምሉእ መደብ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG