ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ዶክተር ክብርኣብ ፍረ -ፍርቂ ዘመን ኣብ ኣገልግሎት ህዝቢ
ደራሲ 12 መጽሓፍቲ፡ ዝበዝሓ ካብኣተን ብዙሕ ተነባባነት ዘለወን ልብ-ወለዳውያን መጽሕፍቲ ዝዀነ ዶክተር ክብርኣርብ ፍረ ኣብዚ ኣብ ኣመሪካ ኣብ መበል 81 ዓመቱ ዓሪፉ።
ስነ-ስርዓት ቀብሩ ድማ ሰኑይ ኣብ ኣስመራ ተፈጺሙ ኣሎ። ናይ ሎሚ መደብ ቂሐ-ጽልሚ እምበኣር ነዚ ንልዕሊ ፍርቂ ዘመን ኣብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ዝሰርሐ ሓኪምን ደራሲን’ያ ይክትዝክር።
ቅጥዒ