ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረ. ኦባማ ኣብ ዝዓበየ ጌጋ መሪሕነቶም ድሕሪ ንጋዳፊ ምእላይ ኣብ ሊብያ ንዝስዓበ ህውከት ዘይምድላዎም ምኳኑ ገሊጾም


ፕረ. ኦባማ ብዛዕባ ምርቋሕ ላዕለዋይ ቤት-ፍርዲ ኣሜሪካ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቺካጎ ዝተዛረብሉ ኣጋጣሚ ዝተወስደ
ፕረ. ኦባማ ብዛዕባ ምርቋሕ ላዕለዋይ ቤት-ፍርዲ ኣሜሪካ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቺካጎ ዝተዛረብሉ ኣጋጣሚ ዝተወስደ

ፕረዝደንት ኣሜሪካ ባራክ ኦባማ ኣብ ዘመን መሪሕነቶም ዘጋጠመ ዝዓበየ ጌጋ ኣብ ጽባሕ’ቲ ብሃገራት ኪዳን(ኔቶ) ዝተመርሐ ንመዓመር ጋዳፊ ዝዓለወ ናይ 2011 ዓ.ም.ፈ ኣብ ሊብያ ዝተኻየደ ምትእትታው ንዝመጽእ ኩነታት ዘይተዳለውሉ ምኳኑ ገሊጾም።

ፕረዝደንት ኦባማ ነዚ ዝገለጹ ምስ ቴሌቭዥን ፎክስ ኒውስ ኣብ ናይ ዋይት ሃውስ ክልተ ጊዜ ናይ መሪሕነት ዘመኖም ዝነበረ ላዕልን ታሕትን ምልስ ኢሎም ዝረአይሉ ቃለ-መጠይቅ ኣብ ዝካየድሉ’ዩ።

XS
SM
MD
LG