ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ ፕሬዝዳንት ኦባማ ዝተረፋ ክልተ ናይ ስልጣን ዓመታት ጠመተ


ናይ ዩናይትድ ስቴትስ ፕሬዝዳንት ባራክ ኦባማ ናብ ዝተረፋ ናይ መወዳእታ ክልተ ዓመታት ናይ ፕሬዝዳንትነት ስልጣኖም ኣብ ዝኣትውሉ ዘለው፣ ስልጣን ካብ ዝሕዙ 2009 ኣ/ፈ ጀሚሩ ቁጠባ ዩናይትድ ስቴትስ ብዝበለፀ ኣብ ብርቱዕ ኩነታት ኣብዝርከበሉ ዘሎ እዋን ናይ ነዊሕ እዋን ትልሚ ንዝበልዎ ናይ ውሽጥን ወፃኢ ጉዳያትን ትኹረት ከምዝህቡ ገሊፆም።ፕሬዝዳንት ኦባማ ትማሊ ሰኒ ንሓደ ናይ ዩናይትድ ስቴትስ ሬድዮ ኣብዝሃብዎ ቃለ ምልልስ ዴሞክራሲ ንኽድሚት ክስጉም ከምዝኽእል ንበርማን ቱኒዚያን ከም ኣብነት ጠቒሶም።ምስ ኢራን እውን ርክባት ኣይመሓየሽን ኢልካ ምድምዳም ኣይክኣለን ኢሎም።ዝርዝሩ የድምፁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:06:11 0:00

XS
SM
MD
LG