ኣካፍል
መሕተሚ
ናይ ዩናይትድ ስቴትስ ፕሬዝዳንት ባራክ ኦባማ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ቀዳማይ ምንስቴር ሃይለማሪያም ደሳለኝ ኣብ ዝሃብዎ ናይ ሓባር ጋዜጣዊ መግለፅን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ዘስምዕዎ መደረን ስሓብን ንኩሎም ኣፍሪካዊያን ትምህርቲ ዝህብን እዩ ኢሎም ገለ ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ።ዝርዝሩ ይስምዑ።
No media source currently available