ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ሓድሽ ሽደን ተወሊዱ


ገብረ ገ/ማርያም
ገብረ ገ/ማርያም

ሃይለ ካብ ውድድር ወጺኡ ፡ ሻምፒዮን ማራቶን ኒውዮርክ ዝነበረ መብ ክፍልዝጊ ኣይኮነሉን

ማራቶን ኒውዮርክ ዝሓለፈ ሰንበት ክፍፀም ከሎ ሓድሽ ታሪክ‘ውን‘ዩ ተመዝጊቡሉ።ንፈለማ ጊዜ ኣብ ጉያ ማራቶን ዝተሳተፈ ኣትሌት ተዓዊቱ።ገብረ ገ/ማርያም ንብሉፃት ኣትሌታት ቀዲሙ ብምእታው፣ዘይተፀበዮ ሜዳልያ ወርቅን 130 ሽሕ ዶላርን ሒዙ ንዓዱ ተመሊሱ‘ዩ።ናይ ዓሚ ሻምፕዮን መብ ክፍለ-ዝጊ ድማ ሻድሻይ ኣትዩ‘ሎ።ንክልቲኦም ኮኸብ ኣትሌታት ዘሳተፈ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ክቅፅል‘ዩ።

ብዛዕባ`ዚ ውድድር ማራቶን፡ ንኣትሌት መብራህቶም ክፍለዝጊን ንጋዘጠኛ ማይክ ስዩምን ዘተኣናጋደ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ዝስዕብ ጠውቑ

XS
SM
MD
LG