ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰሜን ኮሪያ ካሊእ ሓፂር ቦለስቲክ ሚሳይል ፈቲና


ሰሜን ኮሪያ ሎማዕንቲ ሰኒ ካሊእ ሓፂር ቦለስቲ ሚሳይ ፈቲና።እዚ ዝኸውን ዘሎ መራሕቲ G-7 ቁጠባዊ ጉባኤ ፒዮንግያንግ ኒኮሌራዊ ብህጋ ጠጠው ክተብል ድሕሪ ምሕታቶም ድሕሪ ማዕልታት እዩ ነዚ ፈተነ ዘካየደት።

ናይ ዩናይትድ ስቴትስ ፓስፊክ እዚ እቲ ፈተነ ካብ ምብራቓዊ ማያት ሰሜን ኮሪያ ከተማ ዎንሳን ከምዝተተኮሰን ቅድሚ ኣብ ናይ ጃፓን ባሕሪ ቅድሚ ምውዳቑ ንሽዱሽተ ደቓይቕ ነቲ ምሳይል ከምዝተኸታተሎን ገሊፁ’ሎ።

እቲ ሚሳይል ንሰሜን ኣሜሪካ ዘስግእ ኣይኮነን ኢሉ’ሎ እቲ እዚ።

ናይ ጃፓን ቀዳማይ ምንስቴር ‘’ምስ ዩናይትድ ስቴትስ ብሓባር ኣብ ልዕሊ ሰሜን ኮሪያ ውሱን ስጉምቲ ክንወስድ ኢና’’ምባሎም ኣብ ፈነወ ቴሌቮቪዥን ጃፓን ተገሊፁ’ሎ።

Recommended

XS
SM
MD
LG