ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

5 ምዕራባዊያን ቱሪስታት ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ብዕጡቃት ተቐቲሎም


ERITREA & ETHIOPIA
ERITREA & ETHIOPIA

ሓደ ግና ካብ ሞት ኣምሊጡ

ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮዽያ ክልል ዓፋር ሓሙሽተ ምዕራባውያን ቱሪስታት ብዕጡቃት ከምዝቀተሉን ሓደ ከምዘቆሰለን ምንጭታትና ገሊፆም።ዘይተረጋገፁ ምንጭታት በዝሒ'ቶም ኣብ ጥቃ ዶብ ምስ ኤርትራ መጥቃዕቲ ዝተፈፀሞም ቱሪስታት ትሻዓተ ምኻኑ እውን ይገልፁ።

ብመሰረት‘ቲ ዜና፣ንጊዚኡ መንነቶም ዘይተነፀሩ ዕጡቃት ካብ ሞንጎ ዝቀተልዎም ምዕራባውያን ገሊኦም ጀርመናዊያን ምኻኖም̎’ውን ተፈሊጡ‘ሎ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ፅባሕ ንምቅራብ ክንፍትን ኢና።

XS
SM
MD
LG