ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
መወዳእታ ዘለዎ ዘይመስል ኵናት ሱዳን
ብሰንኪ ክልቲኦም ሓይልታት ወሳኒ ወትሃደራዊ ዓወት እንተረኸብና ኢሎም ዝቅጽልዎ ዘሎ ውግእ፣ ኵናት ሱዳን ፖለቲካዊ ፍታሕ ክግበረሉ ኣይከኣለን መወዳእታ ዘለዎ’ውን ኣይመስልን። እዚ ከምዚ’ሉ ከሎ፣ ናብ ዞባ ዳርፉር ሰብኣዊ ረድኤት ንምእታው ካልእ ኣማራጺ ንምጥቃም ይፍትን ከምዘሎ ሓደ ገባሪ ሰናይ ትካል ኣፍሊጡ።
ቅጥዒ