ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብሩንዲ ኣብ ድርኹኺት ቅልውላው


መንግስቲ ብሩንዲ ተጻረርቲ ኾይኖም ንዝርኣዩ ወገናት ብረቶም ንምምንዛዕ ዝገብሮ ጻዕሪ ትማሊ ሰንበት’ዉን ቀጺልሉ’ሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ዝሓለፈ ቀዳም ለይቲ ዕጡቃት ሰባት 9- ሰባት ድሕሪ ምቅታሎም’ዩ።

መንግስቲ ብሩንዲ ሰባት ዘይሕጋዊ ብረቶም ከረክቡ ወይኸአ ከም ጸላእቲ ሃገር ክርኣዩ’ዮም ዝብል መግለጺ ኣውጺኡ’ሎ።

ተንተንቲ ፖለቲካን መንግስቲ ኣሜሪካን ብዛዕባ’ቲ ኣብታ ሃገር ዝርኤ ዘሎ ሓደገኛ ኩነታት የጠንቅቁ’ለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ አብዚ ይኸአል።

ብሩንዲ ኣብ ድርኹኺት ቅልውላው
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:11 0:00

XS
SM
MD
LG