ዋሽንግተን —
ኣመሓዳሪት ክፍለ ግዝኣት ሳውዝ ካሎራይናን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣምባሳደር ኣመሪካን ዝነበረት ኒኪ ሃሊ ንፕረዚደንታዊ ምርጫ ሕጽይቲ ንምኻን ትገብሮ ዝነበረት ወፍሪ ምረጹኒ ሓዲጋ ካብቲ ውድድር ካብ ትወጽእ ነዊሕ ትግበር'ምበር ካብ ሪፑብሊካን ደገፍቲ ምስሓባ ግን ቀጺላ'ላ።
እዞም ደገፍቲ ኒኪ ሃሊ ኣብቲ ናይ ሎሚ ዓመት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ፕረዚደንት ጆ ባይደን ወይ ዶናልድ ትርምፕን መኖም ከም ዝስዕር ኣብ ምውሳን ክሕግዙ ይኽእሉ'ዮም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ