ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ናይጀርያ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ክርስትና ዝተፈጸመ ቅትለት ተቃውሞ ኣልዒሉ


ኣብ ናይጀርያ ኣብ እዋን ልደት ኣብ ልዕሊ ኣስታት 200 ኣመንቲ ክርስትና ድሕሪ ዝተፈጸመ ቅትለት፣ ኣብ ልዕሊ ሰዓብቲ'ቲ እምነት ስግኣት ምፍጣሩን ናይ ተቃውሞ ሰልፊ ምክያዱን ተገሊጹ።

ሓዘኖም ንምግላጽ ጸሊም ለቢሶም ናብ ጎደናታት ዝወጹ ተቃወምቲ፣ ኣብ ፊት ንፊት ቤት ጽሕፈት ፖሊስ ተራኺቦም ናይ ሰላም ጻውዒት ኣቃሊሖም።

ብሰንኪ’ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ምፍንቃሎም’ውን ዝመጸና ዜና ሓቢሩ'ሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG