ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዕደና ወርቂ ፡ መርዛማነት ማዕድን LEAD ኣሎ


ኣብ ናይጀርያ ኣማኢት ቆልዑት ንሓደጋ ለድ ትቓሊዖም ኣለዉ

ኣብ ናይጀርያ ብዙሓት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑት ኣብ ስራሕ ማዕድን ይውዕሉ። እንተዘይወዓሉ`ውን ኣብኡ ዝወዓሉ ወለዶም ከምጽእሎም ይኽእሉ`ዮም፡ ስለዚ ኣብ ማዕድን ወርቂ ዝውዕሉ ወለዲ ቅድሚ ናብ ገዝኦም ምኻዶም፡ ክዳውንቶም ክቕይሩን፡ ኣእዳዎም ክሕጸቡን ግድን`ዩ።

ማዕድን ለድ፡ ኣብ ትሕቲ ካርቦን ዝምደብ ኾይኑ፡ ንምስርሒ ባተሪ፡ ጥይት፡ ወዘተ ዘገልግል ማዕድን`ዩ፡ ሕክምና እንተዘይተገይርሉ ድማ ንነርቭን ሓንጎልን ኣጥቂዑ ክቐትል ይኽእል።

ንምሉእ ጸብጻብ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቕ፡

XS
SM
MD
LG