No media source currently available
ኣብ ገለ ክፋል ናይጀርያ ሓዊሱ ኣብ ኣፍሪቃ ኣስታት 3.8 ሚልዮን ደቂ-ኣንስትዮ በቲ "ምስትራር ኣጥባት" ተባሂሉ ዝጽዋዕ ነቲ ንተፈጥሮኣዊ ምዕባይ ኣጥባት ዝድርት ብዝረሰነ ከቢብ ጸሊም እምኒ ጌርካ ንምልማጹ ወይ ሰጥ ንምባሉ ዝግበር ጎዳኢ ባህሊ ወይ ልምዲ ይህሰያ'ለዋ። እዚ ተግባር ኣዋልድ ዝጉብዛሉ እዋን ንምድንጓይ ዝዓለመ እዩ።