ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣመሪካ ንፕረዚደንት ኒጀር ዘለዋ ደገፍ ገሊጻ


ኣመሪካ ንፕረዚደንት ኒጀር ዘለዋ ደገፍ ገሊጻ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:12 0:00

ኣመሪካ ንፕረዚደንት ኒጀር ዘለዋ ደገፍ ገሊጻ

"ኣመሪካ ንፕረዚደንት ኒጀር መሓመድ ባዙም ዘለዋ ደገፍ ነቅ ዘይብል’ዩ" ክብሉ ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣመሪካ ኣንተኒ ብሊንከን ኣፍሊጦም።

ንሶም ነቲ "ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ’ዩ" ዝተባህለ ተግባር ኣባላት ፕረዚደንታዊ ሓለዋ ስዒቡ'ዩ።

ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃን ማሕበረሰብ ኢኮኖሚ መንግስታት ምዕራብ ኣፍሪቃን ነቲ ኩነታት ንፕረዚደንት መሓመድ ባዙም ካብ ስልጣን ንምእላይ ዝተገብረ ፈተነ’ዩ ኢሎሞ’ለዉ።

ብሊንከን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ስልጣን ብሓይሊ ንምምንዛዕ ዝግበር ዝኾነ ፃዕሪ ንኹንን ኢሎም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG