ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተዓዋቲ ማራቶን ኒውዮርክ ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሴ ኣብ ኣስመራ ድሙቕ አቀባብላ ተጌርሉ


ኣብ ሕዳር 5 , 2016 ዓ.ም ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ማራቶን ቀዳማይ ብምኳን ዝተዓወተ ግርማይ ገብረስላሴ ኣስመራ ኣብ ዝዓተወሉ ድሙቕ አቀባብላ ተጌሩ’ሎ።

ፕረዝደንት ኢሰያስ አፈወርቅን ካልኦት ላዕለዋት ሰበ-ስልጣን ኣብ ኣስመራ ስታድዮም ተረኺቦም ውዕውዕ ኣቀባብላ ኣካይዶምሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኸአል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:01:17 0:00

XS
SM
MD
LG