ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ዕላል ምስ ነባር ጋዜጠኛ ቴሌቭዥን ኢትዮጵያ ሙዱ ዓሊ
ን25 ዓመታት ኣብ ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ መደብ ቋንቋ ትግርኛ ኣቕራቢ ዜና ኰይኑ ዝሰርሐ ሙዱ ዓሊ፡ ብዙሓት ተዓዘብቲ ዝዝክሩዎ ገፅ’ዩ። ኣብ ማይጨው ተወሊዱ ዝዓበየ ሙዱ፡ ኣብ በበይነን ከተማታት ክልል ትግራይን ድሒሩ ድማ ኣስመራ ኤርትራን ትምህርቱ ዝተኸታተለ’ዩ። ሙዱ ጋዜጠኛ ጥራይ ዘይኰነስ መምህር’ውን’ዩ።
ቅጥዒ