ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጥርጡር መጥቃዕቲ ታይምስ ስኴር ከተማ ኒውዮርክ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ


ሎሚ ሰኑይ ታሕሳስ 11 ኣብ መስመር ኣውቶቡሳትን ባቡራትን ከተማ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ነታጒ ዝተጠርጠረ ውልቀሰብ ኣብ ቀይዲ ምእታው ፖሊስ ከተማ ኒውዮርክ ሓቢሩ።

ብመሰረት ሓበሬታ ፖሊስ ከተማ ኒውዮርክ እቲ ኣብ ቀይዲ ዝኣተወ ጥርጡር ውልቀሰብ በይናዊ መጥቃዕቲ ዝፈጸሞ ከምዝኾነ ከምዝኣምን ብተወሳኺ ኣፍሊጡ ኣሎ።

እንታይ ዓይነት ነታጒ ከምዝተጠቕመ ድማ ዛጊት ኣይተሓበረን።

ታይምስ ስኴር ሓደ ካብ ቀንዲ መለለይ ቦታ ከተማ ኒውዮርክ ክኸውን እንከሎ ሓይሎ በጻሕቲ ነቲ ቦታን ክርእዩ ካብ በበይኑ ሃገራት ዝውሕዙሉን ዕሙር ንግዳዊ ንጥፈታት ዝካየደሉን ድማ እዩ።

XS
SM
MD
LG